ክፍለ ግዝኣታት ፍሎሪዳ፣ ኖርዝ ካሮላይናን ጆርጂያን ብኣማኢት ዝቑፀሩ ሰባት ዝቐተለን ብዓሰርተታት ቢሊዮናት ዶላር ዝግመት ንብረታት ዘዕነወን ክልተ ዓበይቲ ህቦቡላ ካብ ዘስዓቦ በሰላ ንምሕዋይ ...
ካብ ጥቅምቲ 2021 ኣትሒዙ ሚኒስተር ፍትሒ ኰይኑ ከገልግል ዝጸንሐ ጊደዎን ጢመቲዎስ፡ ነቲ ኣብ ቀረባ እዋን መዝነት ፕረዚደንት ተረኪቡ ቦታ ዝለቐቐ ታየ ኣጽቀስላሴ ተኪኡ ሚኒስተር ወጻኢ ጉዳያት ...
ሃገራዊ ባይቶ ኬንያ ዝሓለፈ ሰሙን ሰሉስ ምኽትል ፕረዚደንት ሪጋታ ጋቹንጋ ብዝቐረበሎም 11 ክስታት ብልሽውና፡ ምንሻው መንግስቲን ምልዕዓል ዓሌታዊ ኣፈላላይን ካብ መዝነቶም ክወርዱ ድምጺ ሂቡ ነይሩ። ...
ፈለማ ኣብ 1984 ተሓቲማ፡ ካብ ኣንበብቲ ነዊሕ ተኸዊላ ድሕሪ ምጽናሕ ኣብ ኤርትራ ብመገዲ ኣሕተምቲ ሕድሪ ደጊማ ኣብ 2016 ዝተሓትመት መጽሓፍ “መግዛእቲ ስኞራ፡” ንውልቃዊ ተመኵሮ ደራሲ ኣብ ኢጣልያ እተዘንቱ’ያ። እዛ ኣፈ-ዘየኽዱን ግን ከኣ ዘስካሕክሑ ዛንታታት ሰራሕተኛታት ገዛ እተዘንቱ መጽሓፍ፡ ሕጂ’ውን ሰፊሕ ...
ቱርኪየ ምስ ሶማልያ ምትሕብባር ተዕሙቕ ኣላ። ኣብዚ ሰሙን`ዚ ድማ ጸጋታት ጸዓት እትድህስስ መርከብ ናብ ሶማልያ ኣበጊሳ`ላ። እንተኾነ ኣብ መንጎ ሶማልያን ኢትዮጵያን ዝንህር ዘሎ ውጥረት፡ ነቲ ...
ፕረዚደንት ዩክሬን ቭሎዶሚር ዘለነስኪ ሎሚ ረቡዕ ንፓርላማ’ታ ሃገር ዘቕረቦ ናይ ‘ዓወት ውጥን’ ዝብል መደብ ምዕራባዊያን መሻርክቲ ዩክሬን ናብ ኔቶ ክትጽንበር ዕድመ ከቕርባ ዝብል ይርከቦ። ንሱ ነዚ ...
(Freedom House) ዝተባህለ ንደሞክራሲያዊ ምምሕዳርን ሰብኣዊ መሰላትን ዝሕለቕ ኣመሪካዊ ትካል ኣብ ዘውጽኦ ናይዚ ዓመት ጸብጻብ፡ ብሰንኪ ኣብ ሓያሎ ሃገራት ዝካየድ ዘሎ ሃገራዊ ምርጫታት ...
ኣብ ክልል ትግራይ ዝሓለፈ ክራማት ዝሓሸ ሽፋን ዝናብ ከምዝተራእየ ሓረስቶት እውን እኹል ዘመናዊ ድኹዒ ከምዝቐረበሎም ካብ ሄክታር ብማእኸላይ 18 ኲንታል ምህርቲ ክርከብ ከምዝኽእል ቢሮ ሕርሻን ሃብቲ ...
ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ሎሚ ረቡዕ ጀሚሩ ኣብ ግብሪ ዝውዕል ወሰኽ ክፍሊት ህዝባዊ መጓዓዝያ ገይሩ ኣሎ። ድምፂ ኣመሪካ ዘዘራረቦም ነበርቲ እቲ ወሰኽ ክፍሊት ነቲ ድሮ ዘሎ ክብደት መነባብሮ መሊሱ ከም ...
ቀዳማይ ሚንስተር እስራኤል ሓይልታት ዓቃቢ ሰላም ካብ ብኲናት ዝተሃሰዩ ከባቢታት ሊባኖስ ክወፁ ኣተሓሳሲቦም። እስራኤል ንሕዝቦላህ ዒላማ ምግባራ ኣብ ዝቐፀለትሉን ኣብ ቀረባ ብዝተፈፀመ ደብዳብ ሓሙሽተ ...